https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2120
ኤጀንሲ ልምዓት ኣብያቲ ከልል ትግራይ አብ መቐለ ንዝርከብ ቤት ዕዮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ናይ ፅሬት መሳርሒ ንተጫረቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 10, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 25, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 25, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለሊይ ቐፅሪ /TIN/

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ / VAT / ዝተመዝገብኩም መዃንኩም

5 ናይ ወርሒ ሓምል 2008 ዓ/ም ወርሓዊ ዲክላራሲዮን

6 ኣብ ናይ መንግስቲ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገብሉ ምስክር ወረቀት ከቅርቡ አለዎም

7 ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዕለት 11/02/2009 ዓ/ም ጀሚሩ ኣትሒዞም ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 14 ምርካብ ይኽእሉ

8እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/02/2009 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ይክፈት

9 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና Â ብር 5,000 (ሓሙሽተሽሕ ብር ) ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብ ሲፒኦ ወይ ድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ከቅርብ ኣለዎ

10 ኤጀንሲና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉአ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዘተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብ/ስልኪ ቁፅሪ 0344418515 ወይ ድማ 0344418514 ምሕታት ይካኣል

ኣድራሻ ሮማናት ሙዚቃ ቤት ወይ ታደሰ ሓጎስ ህንፃ ፊትለፊት