https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2113
ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ዓመት ን2009 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር አቁሑት :ክሎሪን: ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑት: ናይ HDPE ቱቦን ብረት ትቦን መገጣጠምትን ቆፀርትን
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 9, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 23, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 23, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዚኢት ክፍፅም ይደሊ

ስለዚ ሕጋዉያን ተጫረቲ ግቡእ ዘማላእኩም ተወዳደርቲ ዘይምለስ ብር 50 እናከፈልኩም እዚ Â ናይ ጨረታ ሰነድ ብምዉሳድ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ይዕድም

መክበሪ ጨረታ ናይ ፈርኒቸር አቁሑ ክሎሪን ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኮምፒተርን 5000 ቅርሺ ከምኡድማ ናይ HDPE ቱቦን ብረት ትቦን መገጣጠምትን ቆፀርትን 15,000 ቅርሺከትሕዙ ዝክእሉ

ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 23 /02/ 2009 ዓም ሰዓት 9 ፡00 ድሕሪ ሰዓት ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡ 30 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ Â ወኪል ብዘለዉሉ ዝክፈት ይከዉን

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 452872 ወይ 03 44 450106 ምሕታት ይከኣል

Â