https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2108
ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ኮረም ንቤት ፅሕፈት ዘግልግሉ ኣቁሑት ብጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 9, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 29, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ኮረም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 29, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ስለዚ እቲ ከጫርቶ ዝደለዮ ኣቁሑት ቱቦን መገጣጠሚ ቆፃርን፣አቁሑት መለዋወጢ ሞተር ሳይክል አቁሑት ኤለክትሮኒክስን መሳርሒ ፅሕፈትን ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ

ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ፣

ናይ ሕጋዉነት መረጋገፂ ዘማለአ ናብ ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ መስተ ከተማ ኮረም መፂኡ እቲ ጨረታ ሰነድ ንክገዝእ እናዓደምናÂ

ዘይምለስ ንትቦን ቆፃርን መገጣጠምን 50 ቅርሺ ፣ንመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተር ሳይክል 20 ቅርሺ ንአቁሑት ኤለክትሮኒክስ ማለት ኮምፒተር ፕሪንተርን ላፕቶፕን 20 ቅርሺ ንመሳርሒ ፀሕፈት 20 ቅርሺ ብምትሓዝ እቲ ሰነድ ምግዛእ ይከኣል

ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 10 ጥቅምቲ 2009 ዓ ም ክሳብ 29 ጥቅምቲ 2009 ዓም ኣብ ዘሎ 15 ተከታተልቲ መዓልቲ Â ምዉሳድ ይከኣል

ሳንዱቅ ጨረታ 29 ጥቅምቲ 2009 ዓም ሰዓት 8 ፡30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት Â ሰዓት 9፡ 00 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዝክፈት ምካኑ ንገልፅ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345510048 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ