https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2105
ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ደጋፊ ንቤት ፅሕፈት ርስሰ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት ብሎት ከፊሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 8, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 23, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 23, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ሎትሓደ ሃለቅቲ መሳርሒ ፅሕፈት

ሎት ክልተ መለዋወጢ አቁሑ መካይንን ጎማታትን

ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ 2008 ዓም ዝሓዝኩም

ናይ መቅረባይነት ምዝገባ

ቲን ማለት እዉን መለለዩ ከፋላይነት ግብሪ ዘሐደስኩምን

አብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 8 ጥቅምቲ 2009 ዓም ክሳብ 23 ጥቅምቲ 2009 ዓም ሰዓት አብ ዘሎ ግዘ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 3ዘይምለስ 50 ቅርሺ ከፊልኩም ምዉሳድ ትክእሉ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344402451 ደዊልካምሕታት ይከኣል