https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2098
ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት: ናይ መኪና ጎማን ባትርን :ፅሬት አቁሑ :ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 7, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 21, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 21, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ተጫረቲ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ ናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድን ሓድሽ መቅረባይነትን ዘሐደሰ

2 ቲን ናምበርን ናይ ወርሒ ነሓሰ ዲክለረሽን ከቀርቡ ዝኽእሉ

3 ተጫረቲ ናይ መኽበሪ ጨረታ ናይ መኪና ስፔር 3000 ቅርሺ Â ናይ ፅሬት አቁሑ 1000 ቅርሺ መሳርሒ ፅሕፈት ድማ 2000 ቅርሺ ብባንኪ በዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ዝተዳለወ ጨረታ ደኩሜንት ዝርዝር መምርሒ ጨረታን ንሕድሕድ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 20 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ህንፃ ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ቢሮ ቁፅሪ 115 Â ብስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከአል

7 ጨረታ 21 /02/2009 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዮ ዝኽፈተሉ ዕለት 21/ 02 /2009 ዓም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ከይተረከቡ ተተሪፎም ጨረታ ካብምክፋቱ አይተአጓጎልን

8 እብቲ ጨረታ ዘሸነፈ ዉዕሊ ክኣስሩ ቀሪቦም ናይ ዘሸነፍዎ 10% ብስፒኦ ዉዕሊ መክበሪ ብምትሓዝ በጨግቡእ አለዎም

22 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344401209 Â ምድዋል ይከአል እዩ