https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2093
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል አቁሑ መለዋወጢ መኪና: ላፕቶፕ: ወናብርን ጠረጴዛ :ናይ ማይ ሮቶን :ናይ ማይ ጀነሬተርን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 4, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 18, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:500
  • ቦታ:እምባ ኣላጀ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 18, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ስለዚ ሰነድጨረታካብ 2 ጥቅምቲ 2009 ዓምክሳብ 17 ጥቅምቲ Â 2009 ዓምዘይምለስ 50 ቅርሺብምክፋልካብቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንእታወረዳምዉሳድይከኣል

ተጫረቲከማልእዎዝግባእረቀሕታት

  1. ዝተሓደሰመረዳእታፍቃድንግዲናይ 2009 ዓምከቅርብዝክእል
  2. መረዳእታከፋላይግብሪከቅርብዝክእል
  3. ተመዝጋቢተወሳኪእሴትታክስዝኮነ
  4. ናይወርሒ ነሓሰ መረዳእታከቅርብዝክእል
  5. Â መረዳእታዝተሓደሰመቅረባይነት 2009 ዓምከቅርብዝኸእል
  6. መክበሪጨረታ ንሕድሕድ 5,000 ቅርሺብጥረገንዘብወይብሰፒኦከትሕዝዝክእል
  7. ኣብበዝሒ 20% ምዉሳክወይምቅናስከምዝከእልድማክፈልጥኣለዎ
  8. ሳንዱቅጨረታዝዕፀወሉእዋን

ንአቁሑ መለዋወጢ መኪና ዕለት 17 ጥቅምቲ 2009 ዓም ሰዓት 4፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4 ፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ንመለዋወጢ አቁሑ ላፕቶፕ Â ዕለት 17 ጥቅምቲ 2009 ዓም ሰዓት 8፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 8፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ንናይ ወናብርን ጠረጴዛን ዕለት 18 ጥቅምቲ 2009 ዓም ሰዓት 4፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 430

ንማይ ሮቶ Â ዕለት 18 ጥቅምቲ 2009 ዓም ሰዓት 8፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 8 ፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ንማይ ጀነሬተር ዕለት 18 Â ጥቅምቲ 2009 ዓም ሰዓት 9፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 9 ፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

እቲቤትፅሕፈትዝሓሸመማረፂእንተረኪቡነቲጨረታብሙሉእይኩንብክፋልÂናይምስራዝመሰሉዝተሓለወእዩ

ንተወሳኪሓበሬታብቁፅሪስልኪ 0344210391/0344210276 ደዊልካምሕታትይከኣል

Â