https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2075
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን አለማጣ ንትካሉ ንምምሃር ምስትምሃር ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 30, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 12, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ኣላማጣ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጥቅምቲ 12, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • መሳርሒ ህንፃ
  • መሳርሒ ፅሕፈት
  • ኣቁሑት ፅሬት
  • ናይ ፈርኒቸር አቁሑት
  • አቁሑት ኤለክትሮኒክስ
  • ናይ ኤለክትሪክ አቁሑትን
  • ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑትን

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቆሒታት

1 በቲ ዘፈር ንግዲ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 በቲ ሓድሽ ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገቡ

3 ወረቅተ ተወሳኬ እሴት ታክስ ዘለዎም

4 ወርሓዊ ሒሳብ ዘቅረብሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 መለለይ ቁፅሪ ካፋላይነት ግብሪ ዘለዎም

6 ንኣቁሕት ፅሬት 1000 ቅርሺ : ንመሳርሒ ህንፃ Â ኤለክትሮኒክስ ፈርኒቸርን 4000 ቅርሺ : ንመሳርሒ ፅሕፈት Â ናይ ኤለክትሪክ አቁሑት ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑ 3000 ቅርሺ ሰነድ መክብሪ ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማ ብስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ አለዎም

7 ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል እዚ ምልክታ ካብ ዘወፀሉ ዕለት ጀሚሪ ክሳብ 16 ጥቅምቲ 2009 ዓም ሰዓት 4:00 ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ጥራሕ ምዉሳድ ይከኣል

8 እቲ ጨረታ ብተመሳሳሊ Â 12 ጥቅምቲ 2009 ዓም ሰዓት ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ድመ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብቲ ኮሌጅ ይክፈት

9 እቲ ኮሌጅ ዝሐሸ መማረፂ እንተረከቢ ነቲ ጨረታ ብክፋል ኮነ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347740028 ወይ ድማ 0347740660 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

Â