https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2062
ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ንበጀት ዓመት 2009 ዓ/ም ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት ፅሕፈት መሳርሒ ከምኡዉን መሳርሒ ፅሬት ዕደጋ ከካይድ ስለዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ሮቆሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንዉድድር ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 26, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 9, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ሐመራ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 9, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  1. በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰÂ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድÂ ዘለዎም መረዳእታ ኣማሊኡ ዘቅርብ
  2. ርክክብ ንብረት ዝግበረሉ ቦታ ኣብ ከተማ ሑመራ
  3. ጨረታ ኣብ ኣየር ዝዉዕለሉ እዋን ካብ ዕለት 24/ 01/ 2009 ዓ ም ክሳብ 09/02/ 2009 ዓ/ም
  4. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 09/02/2009 ዓም ሰዓት 2፡30 ናይ ንጎሆ
  5. ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 09/ 02 /2009 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ንጉሆ ኣብ ከተማ ሑመራ ይከዉን
  6. ተወዳደርቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ክፍሊ ቁፅሪ 11 ጉጅለ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ዘየምለስ ብር 50 ቅርሺ ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ እንዳከፈሉ ምግዛእ ይክእሉ
  7. ተወዳደርቲ ዝርዝር ምልክታ ጨረታ አብ ከተማ መቐለ ቤት ምኽሪ ዘርፊ ማሕበራት ምልከታ መለጠፊ ቦርድ አብ ከተማ ሰቲት ሑመራ ምልክታ መለጠፊ ቦርድ ተለጢፉ ስለዝርከብ ዝርዝር ሓበሬታ ምዉሳድ ምንባብ/ይኽእሉ

Â