https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2061
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ሴክተር ኣብያተ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 26, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 8, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ኦፍላ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 8, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ሎት ሓደ ናይ ሕትመት ስራሕቲ

ሎት ክልተ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት አቁሑት

ሎተ ሰለስተ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት

ሎት ኣርባዕት ዝተፈላለዩ ፈርኒቸር ስራሕተ

ሎት ሓሙሽተ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ህንፃ

ሎት ሽዱሽተ ዝተፈላለዩ ኤለክትሮኒክስ መሰርሒ

ሎት ሸዉዓተ ዝተፈላለዩ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ አቁሑ

ሎት ሾመንተ ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት

ሎት ትሸዓንተ ዝተፈላለዩ ንብረት ምጉዕዓዝ Â

ካብ ሎትሓደ ክሳብ ሎት ትሽዓንተ ዘለዉ በቢዘርፉ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ካብ ዘለዎም ኣቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእን ክካረይን ይደሊ

  • ስለዚ ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ብምምፃእ ንሕድሕድ ሎት ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 21 መስከረም 2009 ዓም ክሳብ 8 ጥቅምቲ 2009 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ እቲ ጨረታ 8 ጥቅምቲ 2009 ዓም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዮ ብተመሳሳሊ ዕለት 4፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ይክፈት

ተጫረቲ ክተማልእዎም ዝግባእ ረቋሒ ኣብ መምርሒ ተጫረቲ ምርኣይ ይከኣል

  • ቤት ፅሕፈትና በቲ ዝወፀ ጨረታ ካልእ መማረፂ ተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
  • ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345510721 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

Â