https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2057
ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ /ናይኤሌክትሪክ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 26, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 9, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:4000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 9, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

በዚመሰረት

  1. ናይዘመኑዝተሐደሰንግዲፈቃድዘለኩም::
  2. ብመቕረባይነትዝተመዝገብኩም::
  3. ናይግብሪካፋላይመፍለይቁፅሪ/TIN/ መረዳእታክተቕርቡእትኽእሉ::
  4. ቫትዝተመዝገብኩምንኣብቀረባወርሒዲክለርዝገበርኩምን::
  5. ተጫራቲበቲዝቐረበዝርዝር/specification/ መሰረትመሊኡዘቕርብክኸዉንአለዎ::
  6. መቅረብቲካብዕለት24/1/2009ዓምክሳብዕለት9/02/2009ዓ/ምሰዓት3:00ንጉሆ50.00 ብርብምክፋልሰነድጨረታብምዉሳድንኣብዘተዳለወሳፁንምእታዉይካአል::
  7. መኽበሪጨረታ4000/ኣርባዕተሽሕ/ብ CPO ወይብባንኪዝተረጋገፀቸክወይብጥረገንዘብቅደሚእቲፖስታምኽፋቱክትሕዙአለዎም::
  8. ጨረታዝዕሽግሉዕለት9/02/2009ዓ/ምሰዓት 3:00 ኮይኑበዚዕለትሰዓት 4:00 ተጫረቲባዕሎምወይምሕጋዊወከልቶምኣብዝተረኸቡይክፈት::
  9. ተጫረቲወይምሕጋዊወከልቶምእንተዘይረኺቦምእዉንእቲጨረታንምክፋትዝዓግቶየለን
  10. ጨረታዝፀንዐሉግዜእቲጨረታካብዝተከፈተሉዕለትጀሚሩን 45 ናይስራሕመዓልቲእዩ::
  11. ቤ/ፅሕፈትናእቲጨረታብሙሉእወይምብኽፋልናይምስራዝመሰልዝተሐለወእዩ
  12. ትካልናካብቲዘተገለፀንበረት 20 ናይምቅናስንናይምዉሳክንመሰሉሕሉዉእዩ
  13. ተጫረቲእቲዘቅርብዎዋጋምስቫቱደሚሮምአብቲቤ/ፅሕፈትናኣብዘዳለዎሰነድድልየትመግለፂጥራሕይኮዉን::
  14. ነብሰወከፍገፅማሕተምናይድርጅቱኩምከዓርፎኣለዎ::

ኣድራሻሓዱሽህንፃኤጀንሴመራኸቢሓፋሽትግራይጎኒቤትትምህርቲመርሲፋይናንስንህንፃ1ይደብሪቑፅሪ 105 ከይዲስራሕዕዳጋንፋይናንስምምሕዳርንብረትን::

N.B ተጫራታይ/ ሰዓራይ/ መጀመሪያቅድሚንብረትኣታዊምግባሩሳምፕልከቅርብአለዎ

  • ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪÂ 344402860 ምርካብይካኣል::