https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2050
ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና ጎማ ፣ናይ መኪና ባትርን ፣መሳርሒ ፅሕፈትን ን 2009 ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 21, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 8, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 8, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  1. Â ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ: ቲን /TIN/ መቅረባይ ሰርቲፊኬት: VAT ተመዝገብቲ ዝኮነን ሒሳብ ዘፍለጠን
  2. Â ሰነድ ጨረታ ካብ Â ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ካብ 20/01/2009 ዓ/ም ጀሚሩ 50.00 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካአል
  3. Â ናይ ጨረታ መኽበሪ ንናይ መኪና ጎማ 5000 Â ቅርሺ፣ ንናይ መኪና ባትሪ 5000 ፣ንመሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝኽእል/ትክእል
  4. Â ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 8/01/2009 ዓ/ም ሰዓት 9:00 Â ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:10 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይኽፈት::
  5. Â ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጅናልን ኮፒ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል::
  6. ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411795 /0344411794 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ::

ናይ ጨረታ መዕፀዉን መኽፈትን በዓል እንተዊዒሉ አብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን::

Â