https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2049
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ጧንቋ ኣበርገለ ን2009 ንኣብያተ ፅሕፈት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 20, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 7, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 7, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

መሳርሒ ፅሕፈት፣ ንኤለክትሮኒክስ ፣ንመኪና ጎማ ፣ንመሳርሒ ፅሬት፣ ንሕትመት ፣ንዕጥቂ ስፖርት

1 በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ፣ ቲን ናምበር ፣ናይ መቅረባየነት ወረቀት፣ ተወሳኪ ስቴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ፣ ወርሓዊ ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ቅዳሕ ክተቅርቡ እትክእሉ ፣

2 ንሕድሕድÂ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ብክልተ ዝተፈላለዩ ፖስታ ተዓሺጉ ክተቅርቡ እትክእሉ ፣

3 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተቀለሐሉ 20 መስከረም Â 2009 ዓ ∙ም ጀሚሩ ንተከታተሊ 17 መዓልቲ ዝፀንሕ ኮይኑ ንነፍስወከፍ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብቲ ቤት ፅሕፈት ክፍሊ ቁፅሪ 8 ክትወስዱ ትክእሉ።

4 እቲ ጨረታ 7 ጥቅምቲ Â 2008 ዓ.ም ሰዓት 3፡ 30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4 :00 ተጫረቲ ወይንድማÂ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ጧንቋ ኣበርገለ ክፍሊ ቁፅሪ 8 ዝክፈት እንትከዉን

5 ሰዓርቲ ሰዓራየነቶም ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስሩ ይግባእ።

6 ጨረታ ንምስታፍ ንዝኮነ ነጋዳይ ክፍቲ ኮይኑ ጨረታ ብቀንቀ ትግርኛ መሊኡ ክቀርብ አለዎ::ነዚ መተግብሪ ዝወፀ መምርሕን ብዝእዝዞ መሰረት ዝፍፀም ኮይኑ ኣብዚ ዝሰፈረ ምስ አዋጅ መምርሕን ዝጋነፍ ቃል ከም መምርሒ ኮይኑ አየገልግልን

6 መክበሪ ጨረታ ንዝምልከት ንነፍስወከፍ ዋጋ ማለት እዉን ንመሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ፣ ንኤለክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ ፣ንመኪና ጎማ 5000 ቅርሺ ፣ንመሳርሒ ፅሬት 3000 ቅርሺ፣ ንሕትመት 3000 ቅርሺ ፣ንዕጥቂ ስፖርት ከትሕዙ ዝክእሉ

8 እቲ ቤት ፅሕፈትነና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344220126 ወይ 0914260636 Â /0914261428 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ ።