https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2047
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስረሕቲ ማይ ትግራይ ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደልይ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 20, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 4, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 4, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ጎማ ተሸከርከርቲ ምስ ካላማደርያ

ንማይ ካዕቲ ዘገልግል ፈሳሲ

ሳብ መርሰቢል ፓምፕ ጀነሬተርን

አቁሑት ኮንስትራክሽን

ዘይቲ ተሽከርከርቲ

መለዋወጢ አቁሑ ዝተፈላለያ ዓይነት ተሽከርከርቲን ማሽነርን

ንፊልድ ሰራሕተኛታት ዝዉዕል ዓራት ፍርናሸን ትራእሰን

ባትሪ መኪና

አቁሑት ኤለክትሪክ አቁሑት ዎርክሾፕን ደንቢ ክዳን ሰራሕኛታትን

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግቦኦም ረቑሒታት

  1. ናይዚ ዘበል ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም::
  2. ንኹሎም ሎት ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም : ቲን መለለይ ቁፅሪን Â ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን ዘለኩም::
  3. Â ናይ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ንሕድሕድ ሎት ዘይምለስ ብር 100.00 (ሐደ ሚኢቲ ብር) ብምክፋል አብ ከተማ መቐለ አጂፕ ጥቃ ካብ ዝርከብ ቤት ዕዪና ቢሮ ቁፅሪ 102 ብምዉሳድ ክትጫረቱ ንዕድም::
  4. ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ንሎት 1 30000 ቅርሺ ንሎት 2 15000 ቅርሺ ንሎት 3 25000 ቅርሺ ንሎት 4 30000 ቅርሺ ንሎት 5 30000 ቅርሺ ንሎት 6 30000 ቅርሺ ንሎት 7 15000 ቅርሺ ንሎት 8 15000 ቅርሺ Â ንሎት 9 5000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ንበይኑ ብዝተዓሸገ ፖሰታ ከትሕዝ
  5. ንሎት 1 ን 2ን 3ን ቴክኒካል ፋይናንሻል መረዳእታ ዋናን ምስ 2ተ ቅዳሕን በበይኖም ከቅርቡ ኣለዎም
  6. ተጫረቲ ዝመልእዎ ጨረታ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቕርቡ አለዎም::
  7. ሰዓሪ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብ መቀለ ዝርከብ መክዝን አታዊ ይገብር
  8. ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 4 ጥቅምቲ 2009 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ተዓሽጉ አብዚ ዕለት እዙይ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪላቶም አብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት ሕጋዊ ወኪላቶም እንተዘይተረኸበዉን ናይቲ ጨረታ መስፈርት ክሳብ ዘማልኡ እቲ ጨረታ ይኽፈት::
  9. Â ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እዚ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ድማ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቑፅሪ ስልኪ 0344 407761 ምድዋል ይከኣል: