https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2033
ኣብታ ከተማ ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት: ናዉቲ ፅሬት ናዉቲ ቢሮን :ኤለክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና : ስራሕቲ ሕትመትን : ስፖርታዊ ዕጥቂን ካብ ተጫረቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 16, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 1, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ኣላማጣ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 1, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ናይ 2009 ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 በቲ ዘፍረ ናይ 2009 ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝክእል

3 ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ማለት ዉን ቲን ናምበር ዘለዎ

4 Â ናይ ወርሒ ነሐሰ ሒሳብ ዘፍለጠሉ ዝርዝር መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ንመሳርሒ ፅሕፈት: ኤሌክትሮኒከስ :ናዉቲ ቢሮን ዕጥቂ ስፖርትን ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝክእል

6 ተጫረቲ ንነብሰወከፍ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምልክፋል ምዉሳድ ይከኣል

7 ሰዓራይ ንዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ አላማጣ ከረክብ ዝክእል

8 ሳንዱቅ ጨረታ 1 ጥቅምቲ 2009 ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ከተማ አለማጣ ይክፈት

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 መክበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ናዉቲ ቢሮን ስፖርታዊ ዕጥቅን 5000 ቅርሺ ንመኪና መለዋወጢ ኣቁሑት 3000 ቅርሺ ንዝቶም ዝተረፉ ኣቁሑት ፅሬት :ሕትመትን ድማ 1000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ድማ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዙ ዝክእሉ

10 Â ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅደሕን ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ዋናን ቅዳሕን ዝብል መፍለዩ ብምፅሓፍ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ ዝክእል

11 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347740030 Â 0347740610 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል