https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2005
ስሑል ሓፈሻዊ ሆስፒታል ሽረ ን 2009 በጀት ዓመት ዝትፈላለዩ ደንቢ ክዳን: ፅሕፈት መሳርሒ: አቁሑት ፅሬት: ቀለብ ከፍትን ሽኮርን :መሳርሒ ህንፃ :ኤለክትሮኒክስን :ናይ ማይ መስመራት መገጣጠሚ አቁሑት :መቀያየሪ መከና :ዝተፈላለዩ ፈርኒቸራትን ካልኦትን ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳደሪ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 11, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 24, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:ሽረ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 24, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

በዚ መሰረት ነዞም ሰዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቀሕታት እተማልኡ ቅዳሕ ሰነድ ብምቅራብ ንክትወዳደሩ ንዕድም

1 ናይ 2008 ወይ 2009 ዓም ሕጋዊ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግድን ዝተሓደሰ መቅረባይነትን መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ ነሓሰ 2008 ዓም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ኣብ ናይ ዋጋ መምልኢ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኣብ ነፍስወከፍ ሰነድ ጨረታን ፖሰታን ማሕተም ዘይብሉ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይከዉን

4 መከበሪ ጨረታ ብጥረገንዘብ 3000 ቅርሺ ወይ ሲፒኦ ኣብ ስሑል ሆስፒታል ክፍሊ ቁፅሪ 34 ከትሕዝ ዝክእል

5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለሰ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ክፍሊ ቁፅሪ 34 ምዉሳድ ይከኣል

6 ጨረታ ዝፀንሐሉ እዋን ካብ 9 መስከረም 2009 ዓም ክሳብ 24 መስከረም 2009 ዓም ሰዓት 330 ቅድሚ ቀትሪ ብዝተዓሸገ ፖሰታ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክፍሊ ቁፅሪ 34 ምእታዉ ይከኣል

7 ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ኣብ ስሑል ሆስፒታል ክፍሊ ቁፅሪ 34 መስከረም 24 2009 ዓም ሰዓት 430 ይከዉን

8 ሰዓራይ ምስተነገሮ Â ኣብ ዉሽጢ 5Â ናብ ክፍሊ ቁፅሪ 34 መፂኡ ዉዕል ክኣስር ዝክእል

9 ተጫረቲ ንዝወዳደርሉ ንብረት መርአያ ዘድሊ ተኮይኑ ኣብቲ ትካል መፂኦም ብምርኣይ ክወዳደሩ ይክእሉ

10 እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344442566/ 0914780435 /0912691787 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

Â