https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1998
ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ዓዲግራት ዝስዕብ ዓይነት ንብረታት ከካብ ዝምልከቶም ሕጋዉያን መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 10, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 24, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 24, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይፅሕፈትመሳርሒኣቑሑት

2 ናይኤለክትሮኒክስኣቑሑት

3 ፅሬትአቁሑት

4 ብስክሌትመለዋወጢአቁሑት

5 ህንፃመሳርሒ

5ናይኤሌክትሪክኣቑሑት

6ሳኒተርንህንፃመሳርሒአቁሑት

7 ናይማሽናትመለዋወጢአቁሑት

8 ናይአዉቶአቁሑት

  • ናይ 2008 ዓ/ምዝተደሰንግዲስራሕፍቓድማቅረባይነትብተወሳኪድማግብሪከፋላይነትመለለይቁፅሪቲንናይወርሒሓምለ 2008 ዓምዲክለርዝገበርኩመሉመረዳእታብዝተዓሸገፖስታንዑኡተባሂሉናብዝተዳለወናይጨረታሳንዱቅምስሰነድጨረታዝመላእኩምሉዋጋክተእትዉአለኩም
  • ናይሕድሕድጨረታሰነድመምርሕንዘይምለስብር 20 ብምክፋልእቲጨረታካብዝተቓለሐሉዕለት9/01/2009ዓምጀሚሩክሳብዕለት 24/01/2009ዓምሰዓት 4:00 ቅደሚቀትሪሰነድጨረታካብኮሌጅቴክኒክንሙያንዓድግራትደጋፊከይዲስራሕዕዳ/ፋይ/ንብ /ምምሕዳርንቢሮቁፅሪ 03 ምዉሳድይከኣል
  • ጨረታዝዕፀወሉዕለት 24/01/2009ዓምሰዓት 4:30 ቅድሚቀትሪተዓሺጉብተመሳሳሊዕለትሰዓት 5:00 ድሕሪቐትረሪይክፈት
  • ዝርዝርናይጨረታመምርሒምስቲናይጨረታሰነድተታሒዙስለዘሎንዝርዝርጨረታመምርሒካብኡምርዳእይከኣል
  • ንዝድለሓበሬታብስልኪቁፅሪ 03 44 45 01 77 ብምድዋልክሓቱይኽእሉ