https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1997
ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንህፃናት ናይ ዉሽጢ ክፍሊ መምሀሪ ናዉቲ ወይ ድማ ኢንዶር ማተሪያል: ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ቤተ ንባብ ንተምሃሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ወንበርን ዝተፈላለዩ አቁሑት ቢሮን ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 10, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 23, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 23, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  1. ዝተሓደሰንግዲፍቃድዘለዎም
  2. መረዳእታመቅረባይነትዝሓዘንመለለዩቁፅሪከፋላይነትግብሪከቅርብዝክእልን
  3. ተወሳኪእሴትዝተመዝገበ
  4. ናይወርሒሓምለሒሳብዘወራረድሉመረዳእታ
  5. ጨረታሰዓራይዉዕሊምስአሰረንፅሕፈትመሳርሒአብ30መዓልቲንህፃናትመምሀሪናዉቲ 45 መዓልቲንንሎትክልተኣብ 45 መዓልቲናብቢሮትምህርቲንብረትዕቀባብናይቢሮትምህርቲበዓልሞያአረጋጊፁዘረክብክከዉንአለዎ
  6. ተጫራታይዘይምለስ 50 ቅርሺብምክፋልሰነድጨረታምዉሳድይከኣል
  7. እዚምልክታካብዝወፀሉ9መስከረም 2009ዓምክሳብ23መስከረም 2009ዓምሰዓት 8:00 ብምዉሳድዋጋዝገልፅሰነድክሳብ23መስከረም 2009ዓምሰዓት 8:30 ኣብቢሮትምህርቲ 1ይደብሪፈፃሚዕደጋኣብዝተዳለወሳንዱቅጨረታምእታዉይከኣል
  8. እቲጨረታ23መስከረም 2009ዓምሰዓት 8:45 ተዓሺጉበቲዕለትሰዓት 9:00 ኣብቢሮትምህርቲክልልትግራይፈፃሚዕደጋይክፈት
  9. እቲቢሮዝሓሸኣማራፂእንተረኪቡነቲጨረታብሙሉእይኩንብክፋልናይምስራዝመሰሉዝተሓለወእዩ።

ንተወሳኪሓበሬታብቁፅርታትስልኪ 034440347ወይድማብምድዋልይኩንብኣካልብምቅራብምሕታትይከኣል

Â