https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1996
ቤት ፅሕፈት ጥምረት ኤች አይ ቪ ፖዘቲቭስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ ንማሕበራት ግልጋሎት ዝዉዕል ዴስክቶ ኮምፒተር ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 9, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት መስከረም 15, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት መስከረም 15, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

በዚ መሰረት እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 15 1 2009 ዓም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ብምብራቅ ናይ መወዳደሪ ሰነድ ብምግዛእ ክትወዳደሩ ንዕድም

1 ተጫረቲ ትካላት ነቶም ዝተዘርዘሩ አቁሑት ዝወፀ ስፐስፍኬሽን ካብ ቤት ፅሕፈትና ሴክረታሪ ካሸር ብር 20 ከፊልኩም ክትወስዱ ትክእሉ

2 እንተወሓደ ናይ 2008 ዓም ግብሪ ዝከፈሉ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ናይ ሰነድ ጨረታ ዋጋ ብስምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ እዚ ናይ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 15 1 2009 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ

4 ናይ ጨረታ ዉሕስና ናይቲ ዘቅርብዎ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ብጥረገንዘብ ወይድማ ብ ሲፒኦ ከቅርቡ ይግባእ

5 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 16 01 2009 ዓም ሰዓት 400 ናይ ንግሆ ይከዉን

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ

0914765563 ወይ 0914732785 ወይ 0344415343

ኣድራሻ ቀበሌ 17 ናይ መወዳእታ ታክሲ