https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1990
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ መሳርሒ ፅሕፈት: አቁሑት ፈርኒቸር: ናዉቲ ሕትመታት: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: መለዋወጢ አቁሑ መኪናን ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 7, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 20, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ኣላማጣ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 20, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

የካብዚቀፂሎምዝዝርዘሩረቋሕታትእተማልኡተጫረቲክትወዳደሩይዕድም

  1. ነቲንብረትዝምልከትሕጋዊፍቃድንግድን 2008 ዓምዘሐደሰን
  2. Â ናይመቅረባይነትመረዳእታከቅርብዝክእል
  3. Â መረዳእታመለለዩቁፅሪከፈልቲግብሪከቅርብዝክእል
  4. Â ናይተወሳኪእሴትታክስመረዳእታከቅርብዝክእል
  5. ንመሳርሒ ፅሕፈት ንመለዋወጢ መኪና ንአቁሑት ኤለክትሮኒክስ ተጫረቲኣብ ተወሳኪ ታክስ ዝተመዝገብኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ ይግባእ
  6. Â ሰዓራይ Â ጨረታምስተነገሮኣብዉሽጢ 5ተመዓልቲዉዕሊኣሲሩናብቲቤትፅሕፈትብናይባዕሉመፅዐንንመራገፍንኣብዉሽጢ 8 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ኣታዊይገብር
  7. ንአቁሑት ፈርኒቸር ኣብ ዉሽጢ 30 ናይ ስራሕ መዓልቲ ሰሪሑ ከቅርብ ዝክእል
  8. መክበሪ ጨረታ ንአቁሑት ፅሬት ንመለዋወጢ አቁሑ ሞተር ሳይክል ሕትመትን ንነፍስወከፍ 2000 ቅርሺ ንመሳርሒ ፅሕፈት ንአቁሑት ኤለክትሮኒክስ ንመለዋወጢ አቁሑ መኪናን ንፈርኒቸርን 5000 ቅርሺ ብሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ
  9. ጨረታ 20 መስከረም 2009 ዓምÂ ሰዓት 4፡ 00 ተዓፅዮ ሰዓት 4 ፡30 ይክፈት
  10. ተጫራታይናይመክበሪዉዕሊ 10 % ከትሕዝዝክእልክከዉንአለዎ
  11. እቲቤትፅሕፈትንቲጨረታብሙሉእይኩንብክፋልናይምስራዝመሰሉዝተሓለዉእዩ ከምኡዉን 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክን ምንካይ መሰል አለዎ
  12. ሰነደጨረታ 50 ቅርሺብመክፋለካብቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳራያኣላማጣክይዲስራሕዕደጋፋይናንስንምምሕዳርንብረትንምግዛእይከኣል

ንተወሳኪሓበሬታብስቁÂ 0347740661 ወይድማ 0914786094 ብምድዋልምሕታትይከኣል

Â