https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1988
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል አቁሑት ቢሮ: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: አቁሑት መለዋወጢ ኮምፒተራት: ጎማ መኪና: ወናብርን ጠረዼዛን ቢሮ: ዴስክ ተምሃሮ :አቁሑት ስፖርትን: ዝትፈላለዩ ሕትመታትን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 7, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 18, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:እምባ ኣላጀ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 18, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ስለዚ ሰነድጨረታካብ 3 መስከረም 2009 ዓምክሳብ 18 መስከረም 2009 ዓምዘይምለስ 50 ቅርሺብምክፋልካብቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንእታወረዳምዉሳድይከኣል

ተጫረቲከማልእዎዝግባእረቀሕታት

  1. ዝተሓደሰመረዳእታፍቃድንግዲናይ 2009 ዓምከቅርብዝክእል
  2. መረዳእታከፋላይግብሪከቅርብዝክእል
  3. Âተመዝጋቢተወሳኪእሴትታክስዝኮነ
  4. ናይወርሒ ሓምለ መረዳእታከቅርብዝክእል
  5. Â መረዳእታዝተሓደሰመቅረባይነት 2009 ዓምከቅርብዝኸእል
  6. መክበሪጨረታ ንሕድሕድ 5,000 ቅርሺብጥረገንዘብወይብሰፒኦከትሕዝዝክእል
  7. ኣብበዝሒ 20% ምዉሳክወይምቅናስከምዝከእልድማክፈልጥኣለዎ
  8. ሳንዱቅጨረታዝዕፀወሉእዋን

ንአቁሑት ኤለክትሮኒክስ ዕለት 18 መስከረም 2009 ዓም ሰዓት 4፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4 ፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ንመለዋወጢ ኮምፒተራት ዕለት 18 መስከረም 2009 ዓም ሰዓት 8፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት Â 8፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ንጎማ መኪና ዕለት 18 መስከረም 2009 ዓም ሰዓት 9፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 9

ንወናብርን ጠረዼዛን ዕለት 19 መስከረም 2009 ዓም ሰዓት 3፡ 30 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4 ፡ 00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ንዴስክ ተምሃሮ ዕለት 19 መስከረም 2009 ዓም ሰዓት 4፡ 30 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 5 ፡ 00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ንኣቁሑት ስፖርት ዕለት 19 መስከረም 2009 ዓም ሰዓት 8፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 8 ፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ንስራሕቲ ሕትመት ዕለት 19 መስከረም 2009 ዓም ሰዓት 9፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 9 ፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

እቲቤትፅሕፈትዝሓሸመማረፂእንተረኪቡነቲጨረታብሙሉእይኩንብክፋልÂናይምስራዝመሰሉዝተሓለወእዩ

ንተወሳኪሓበሬታብቁፅሪስልኪ 0344210391/0344210276 ደዊልካምሕታትይከኣል