https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1987
ቤትፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ንቤት ፅሕፈታት እቲ ወረዳ ዝዉዕል ከምመሳርሒፅሕፈት : ጎማ መኪና : ኣቀሑት ኤሌክትሮነክስ : መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 7, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 23, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ዓድዋ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 23, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ከም ኣድላይነቱ ተጫረቲበዉሽጢዓዲዝተሐደሰሕጋዊንግዲፍቃድመቅረባይነትዝተመዝገቡክምኡእዉንመፍለይቁፅሪካፋላይነትግብሪቅዳሕንዋናንከቅርቡዝክእሉ

2 ተጫረቲዉሽጢዓዲናይ 2008 ዓ/ምግብሪናይምክፋልግቦኦምዘረጋገፅሉመረዳእታዝሓዙክኮኑይግባእ

3 ተጫረቲተወሳኬእሴታታክስምዝጉባትንናይወርሒ ሓምለ ሒሳብዘቅረብሉመረዳእታከቅርቡዝክእሉ

4 እቲጨረታመሳርሒፅሕፈትንምዉሳድ ንመሳርሒ ፅሕፈት ንመኪና ጎማ ንኤለክትሮኒክስ ንመለዋወጢ አቁሑ መኪና ንአቁሑ ሞተር ሳይክልን 100 ቅርሺብምክፋልሰነድጨረታምዉሳድይከኣል

5 ንመሳርሒፅሕፈትጨረታዘብቅዕሉመዓልቲ 23 መስከረም 2009 ዓምሰዓት 4:00 ኮይኑጨረታዝክፈተሉድማበቲዕለትኮይኑልክዕሰዓት 4:15 ይክዉን

6 ንኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ ጨረታ ዝዕፀወሉ መዓልቲ 23 መስከረም 2009 ዓምሰዓት 8:15 ተዓፅዮ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ኮይኑ ልክዕ ሰዓት 8:30 ይክዉን

7 ንመቀያየሪ አቁሑ ሞተር ሳይክል ጨረታ ዝዕፀወሉ መዓልቲ 24 መስከረም 2009 ዓምሰዓት 4:00ተዓፅዮ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ኮይኑ ልክዕ ሰዓት 4:15 ይክዉን

8 ንመኪና ጎማ ጨረታ ዝዕፀወሉ መዓልቲ 24 መስከረም 2009 ዓምሰዓት 8:15 ተዓፅዮ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ኮይኑ ልክዕ ሰዓት 8:30 ይክዉን

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪ 0347712321 ወይድማ 0347712160 ደዊልካምሕታትይከኣል