https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1986
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፈለ ከተማ ዓዳሐቂ ኣብ ዉሽጡ ንዝርከቡ ሴክተራት ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ስራሕቲ ፅሬት: መሳርሒ ፅሕፈትን :ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለዝደለየ ነዚ ክተቅረቡ እትክእሉ ሕጋዊይን ነጋዶ ንክትጫረቱ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 7, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 20, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 20, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ናይ2008ዓ/ምዝተሐደሰንግዲፍቃድቲንቁፅሪመቅረባይነትምስክርወረቀትከቅርቡዝክእሉ

2 ተመዝገብቲተወሳኬእሴትታክስዝኮኑንናይወርሒ ሓምለ ሒሳብ ዘፍለጥሉመረዳእታከቅርቡዝክእሉ

3 ናይጨረታመክበሪብሲፒኦ 3000 /ሰለስተ ሽሕ ብር/ ከቅርብዝክእል

4 በዚመሰረትዝተዳለወጨረታሰነድካብቤትፅሕፈትደ/ ክ /ስ/ ዕ /ፋይ/ንምም/ርÂ ካብጨረታዝወፀሉዕለትጀሚሩዘይምለስብር 50ቅርሺብምክፋልሰነድጨረታምውሳድይካአል ዋናን ቅዳሕን ንንበይኑ ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ገይሮም ከእትዮ ዝክእሉ

5 ጨረታክፍቲኮይኑዝፀንሐሉጨረታካብዝተከፈተሉ 5/01/2009 ዓምክሳብ 20/01/2009 ዓ/ምሰዓት 400 ተዓፅዩሰዓት 430 ናይቅድሚሰዓትተጫረቲወይድማሕጋዊወኪላቶምኣብዝተረከብሉይክፈት:

6 ቤትፅሕፈትዝሐሸመማረፂእንተረኪቡብክፊልይኩንብሙሉእናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ

7 ንተወሳኪሐበሬታብስልኪብቁፅሪ 0344403728Â ወይ 0344403772 ደዊልካምሕታትይካአለ