https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1961
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንወረዳ ታሕታይ አድያቦ ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ አቁሑ መካይን :መለዋወጢ አቁሑ ሞተር ሳይክል: ስራሕቲ ሕትመት: ፈርኒቸር: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር አቁሑትን: መሳርሒ ፅሕፈት :አቁሑት ፅሬት: ስራሕቲ ኦፊስ አዉተሜሽን ናይ ፎቶኮፒ ስራሕቲ: ንጋረጅ ስራሕቲ ዝዉዕል ጉልበትን ንብረትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጳጉሜን 5, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 16, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ታሕታይ ኣድያቦ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 16, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ካልኦት ፅገና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ነዞም ዝስዕቡ ረቀሕታት ተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግቡኡ ረቋሕታት

ናይ 2008 ዓ ም ግብሪ ዝከፈሉን ናይ 2009 ዓ ም ፍቃድ ዘሐደስኩምን

ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለኩም ናይ 2009 ዓም ዘሐደሱን

ናይ 2009 ዓ ም ዘሐደስኩምን መለለዩ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላየነት ክተቅርቡ እትከእሉ ናይ ወርሒ ነሓሰ ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

ዝርዝር ሰነድ ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ 4 ዻጉሜን 2008ዓም ክሳብ 16 መስከረም 2009 ዓም ብምዕዳግ ካብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ አዉራ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክትወሰዱ ትክእሉ

እቲ ጨረታ 16 መስከረም 2009 ዓ ም ሰዓት 4 00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4 ፡30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ መቀለ ይክፈት

መክበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ወይንድማ ብ ሲፒኦ 5000 ቅርሺ ከትሕዙ ዝክእሉ

ቤት ፅሕፈትና መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ተጫረቲ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0345500231 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።

Â