https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1960
ኢንተርፕራይስ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ኣብ 2009 ዓም በጀት ዓመት ንዘካይዶም ናይ መንገዲ ህንፀት ፅገና ስሚንቶ ካብ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ናብ ቤት ፅሕፈትና ከፅዕን ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጳጉሜን 5, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 14, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መስከረም 14, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ስለዚ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቀሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትጫረቱ ንዕድም

  1. ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲመፍለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ካልእ አድላዩ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
  2. Â ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት 20 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ክፍሊ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረት ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ምዉሳድ ይከኣል
  3. ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳራይ ናይ ዝሰዓሮ 10 ሚኢታዊ ብሲፒኦ ወይከዓ ዉሕስና ባንኪ ከትሕዝ ዝክእል
  4. እቲ ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ይከኣል ወይከዓ ብ 14 ፖስታ ሳነዱቅ ቁፅርና ምልኣክ ትክእሉ
  5. ሰዓራይ ዝኮነ ተጨራታይ ምስዓሩ ብደብዳበ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለትጀሚሩ ኣብ ዘለዉ 5ተ መዓልቲ ናብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ብኣካል ብምቅራብ ዉዕሊ ክኣስሩ አለዎም
  6. ሳንዱቅ ጨረታ 14 መስከረም 2009 ዓም ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3 ፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4 ፡00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  7. እቲ ኢንተርፕራይዝ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344416727/ 0914743961

Â