https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1957
ማእከል ምርምር ሕርሻ አክሱም ናይ ሕርሻ መሳርሕን: ናይ ላብራቶሪ አቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 4, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 13, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ኣክሱም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 13, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፋ እትደልዩ ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ማእከል ምርምር ሕርሻ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 3 ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

1 በቲ ዘፈር ሕጋዊ ፍቃድ ንግድን መቅረባይነትን ናይ 2008 2009 ዓም ዘሐደሰ

2 መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብርን ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ወርሒ ሓምለ 2008 ዓም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ዘቅርብ

3 ልዕል ክብሉ ዝተጠቀሱ መረዳእታታት ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

4 መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ በቢ ሎቱ ከትሕዝ ዝክእል

5 ተጫረቲ ንእትወዳደርሉ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋየናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ካብ 3 ዻጉሜን 2008 ዓ/ም ክሳብ 13 መስከረም 2009 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዘ ከእትዉ ዝክእሉ።

2 እቲ ጨረታ 13 መስከረም 2009 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይንከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

3 ንዝበለፀ መምርሒ ተጫረቲ ምስ ሰነድ ጨረታ ሓቢሩ ስለ ዝሽየጥ ምርኣይ ይከኣል

4 እቲ ማእከል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347752274 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።