አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
- ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 4, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
- ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 4, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
- ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
- ቦታ:መቐለ
- ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
- ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 4, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
- መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
- ሕጋዊፈቃድዘለኩምንናይ2008ዓ/ምግብሪከፊልኩምንግዲፍቃድዘሐደስኩም
- ቫትተመዝገበቲዝኾንኹም Tin Number ዘለኩም
- ብዝወፀዝርዝር /ስፔስፊኬሽን/መሰረትክተቕርቡትክእሉ
- ናይወርሒሐምለ 2008 ዓምድክለራስዩንከቅርብዝክእል
- ሰዓራይንዝሰዓሮንብረትኣብዉሽጢ3 መዓልቲዉዕሊኣሲሩኣብዉሽጢ5 መዓልቲከቅርብዝክእል
- ጨረታመክበሪ2%ቅድሚጨረታምክፋቱከትሕዝንዝስዓሮ 10% ንብረትዉዕሊመክበረብጥረገንዘብወይብባንኪዝተረጋገፀከትሕዝዝክእል
- ጨረታሰነድብር50.00 /ሓምሳብር/ ከፊሉክዕድግዝክእል
- ጨረታሰነድዝሽየጠሉካብዕለት07/09/2016ኣፈካብቤትፅሕፈትኣደዳይማይክሮፋይናንስኣብቤትፅሕፈትማሕበርደቂኣንስትዩትግራይሳልሳይደብሪክዕድግዝክእል
- ጨረታሳንዱቅዝዕሸገሉዕለት14/09/2016ኣፈሰዓት6:00
- ጨረታሳንዱቅዝክፈተሉዕለት14/09/2016ኣፈሰዓት9:00ድሕሪቀትሪተጫረቲወይሕጋዊተወከልቲኣበዝተለከብሉኣበዋናቤትፅሕፈትኣደዳይማይክሮፋይናንስዝክፈትይኸዉን
- ቤትፅሕፈትናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡነቲጨረታብሙሉእይኹንብኽፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ