https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19439
ኮምሽን ስፖርት ክ/ትግራይ ናይ ኤሌክትሮንስ አቁሕትን /ተዛመድቲ / ከምዕውን ናይ ስፖርት ዕጥቅን / ተዛመድቲን / ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 30, 2018 (4 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 3, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 3, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ዕለት 30 6 /2008 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ ቑ 1218

ኮምሽን ስፖርት ክ/ትግራይ ናይ ኤሌክትሮንስ አቁሕትን /ተዛመድቲ / ከምዕውን ናይ ስፖርት ዕጥቅን / ተዛመድቲን / ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቛሒታት

1. ተወዳደርቲ ካብ 30/06/2018 ዓ/ም ክሳብ 05/07/2018 ዓ/ም ናይ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ካብ ቢሮ ቐፅሪ 23 ምውሳድ ትኸእሉ ፡፡

2. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 03/06/2018ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ዕለት 03/07/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይኸፈት

3. ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን ናምበር ኮፒ ከቅርቡ ኣለዎም

5. ኮሚሽና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ተሓለወ እዩ

6. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል የገድድን

7. ስዓራይ ኣካል ዘሸነፎም ኣቑሑት ወይ ግልጋሎት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ብቲ ዝወፀ ስፐሲፊከሽን መሰረት ትኸኸለኛነቶም ምስተረጋገፁ ናብ ቢሮና ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ይገብር፣

ቢሮና ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ሓበራዊ ሀንፃ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ስልኪ ቑፅሪ 0914766863 ወይ 0914785469 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ