https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1943
ቤት ፅሕፈት ትልምና ፋይነስን ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንአብያተ ቤት ግልጋሎት ዝዉዕል ንፅሕፈት መሳርሒ : አቁሑት መለዋወጢ ተሽከርከርቲ: አቁሑት ፅሬት: ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ :ቀወምቲ ንብረት ቤት ፅሕፈትን ክዕድግ ይደሊቤት ፅሕፈት ትልምና ፋይነስን ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንአብያተ ቤት ግልጋሎት ዝዉዕል ንፅሕፈት መሳርሒ : አቁሑት መለዋወጢ ተሽከርከርቲ: አቁሑት ፅሬት: ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ :ቀወምቲ ንብረት ቤት ፅሕፈትን ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጳጉሜን 2, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት መስከረም 8, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ታሕታይ ቆራሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት መስከረም 8, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ 2008 ዓ/ም በቢ ዘርፊ ስርሑ ዝተሐደስ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ ወርሒ ሓምለ 2008 ዓ/ም ሒሳብ ሪፖርት ከቅርቡ ዝክእሉ

3 መለለይ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩምን ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩምን ንኩሎም ዋና ምስቅዳሓ አታሓሒዙ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ዝተመለአ መቅረቢ ዋጋ ሰነድ ሐደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን ክቅርብ ዝክእል

2 መክብሪ ጨረታ ንፅሕፈት መሳርሒ : ንናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ:ንአቁሑት መለዋወጢ ተሽከርከርቲን ንቀዋሚ ንብረትን ንሕድሕድ 5000 ቅርሺ ንአቁሑት ፅሬት 500 ቅርሺ ኮይኑ ቫት ተመዝገብቲ ንዝኮንኩምን 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ክትወዳደሩ ትክእሉ ተወሳኪ ታክስ ተመዝገብቲ ንዝይኮይንኩም ናይ 2009 ዓም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ክህልወኩም አለዎ

3 ናይዚ ዝርዝር ዝሐዘ ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምና ፋይነስን ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንመሳርሒ ፅሕፈት: ኤሌክትሮኒክስ ንአቁሑት መለዋወጢ ተሽከርከርቲ ቀዋሚ ንብረትን ዘይምለስ 100 ቅርሺ ንአቁሑት ፅሬት ድማ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 01/13/ 2008 ዓ/ም ክሳብ 11/ 01/2009 ዓ/ም ሰነድ ጨረታ እናዳመፃኩም ክትወስዱ ትክእሉ

4 ጨረታ ሰነድ 8 መስከረም 2009 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 4:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344442755 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል