https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19397
ዀሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካብ ዕለት 30/06/2018 ንተኸታታሊ መዓልትታት ኣብ ዝካየድ ወፍሪ ጎስጓስ ሕክምና ዓይኒ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ጎስጓስ ንዘካይዱ ሰራሕተኛታት ግልጋሎት እትህብ ኮብራ መኪና ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 25, 2018 (5 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 27, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 27, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/

ዀሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካብ ዕለት 30/06/2018 ንተኸታታሊ መዓልትታት ኣብ ዝካየድ ወፍሪ ጎስጓስ ሕክምና ዓይኒ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ጎስጓስ ንዘካይዱ ሰራሕተኛታት ግልጋሎት እትህብ ኮብራ መኪና ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም ። ዝምልከተኩም ናይዚ ክራይ መኪና መካረይቲ መቕረብቲ ትካላት ተማልእዎ ሮቃሕታት ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ሮቃሕታት ንኽቕርቡ ንገልፅ።

1. ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ንግዲ ፍቃድ ናይ 2018ዓ/ም ዝሐደስኩምን።

2. ናይ ግብር ኸፈልቲ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ ክትቕርቡ ትኽእሉ ።

3. መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ። ሰርቲፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዝኩም ክተቅርቡ በዓል ዋና ኣብ ንግዲ ፍቃድን ሽምን ፊርማን ማህተምን ናይ ዋጋ መቅረቢ እንተዘይብሉ እቲ ፕሮፎርማ ተቀባልነት የብሎን።

4. ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 25/06/2018ዓ.ም - 27/06/2013ዓ.ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ዝኸፈት ይኽውን።

5. እቲ ፕሮፈርማ ኣብ ቁፅሪ 44 ዕደጋን ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር መፂኢኹም ክትወስዱ ትኸዕሉ ፡፡

6. እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልፃል።

7. ትካልና እቲ ፕሮፎርማ እንተዘይ ተስማሚዕሉ ሙሉእ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ::

8. ነዳዲ ቀረብ ይኹን ኣብ ከይዲ ዘጋጥሙ ብልሽት ብናይ ባዕሎም ማለት (ሰዓራይ ዝሽፈን ይኸውን

9. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ 0344420221/0914021835 ምሕታት ይከኣል።

ዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂ ዝትንቀሳቀስሎም ቦታታትመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
ብርሳን
1ኮብራ መኪና ብድሕሪት ካብ 3ተ ሰይነአሱ ተሳፈርቲ ሰራሕተኛታት ዝትሕዝን ፈርቶ መጋላ ዘለዋ መንተርቦ ትዕዕንን ህዝቢ ኣብ ዝርከቡ ቦታታት እናተንቀሳቀሰት ክትቅስቅስ ትኸእል ናይቲ መንተርቦ ድሕንነት ውን ካብ ዝናብን ካልእን ክሕለይ ኣለዎ።ጠቅላላ ድምር
1.ካብ ዕለት 30/06/2018 – 5/07/2018 ዓ.ም ዓዲ ግራት ፣ዕዳጋ ሰሉስ ፣ጋሕጎት ፣ሓውዜን፣ ደብረኣባይ፣ቆራሮ
2.ካብ ዕለት 7/07/201/ - 12/07/2018ዓ.ም ወልዋሎ፣ዕዳጋ ሮብዕ፣ብዘት፣ዓዲ ቀልበስ፣ፋፂ
ብቑፅሪ01