https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19351
ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር SHS ብጨረታ ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትዕድጉ ትደልዩ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 19, 2018 (10 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 24, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:50000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 24, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ምልክታ ጨረታ

ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር SHS ብጨረታ ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትዕድጉ ትደልዩ እዚ ምልክታ ካብ ዕለት 19/06/2018 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 24/06/2018 ዓ.ም ጨረታ ዝዕፀወሉ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡00 ዝክፈተሉ ሰዓት 4፡30 ትወዳደርሉ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ እንዳገለፅና ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግበኣኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ምዃኑ ንሕብር።

ተ.ቁዝርዝርመለኪዕዋጋጠቅላላ ዋጋ
01SHS size 130X130X4.75mmቁፅሪ154
02SHS Size 100*100*4mmቁፅሪ16

1. ጨረታ መክበሪ ሲፒኦ (CPO) 50‚000.00 ብሽም ቢኤም ኣር ሪል እስቴት ከቅርብ ኣለዎ።

2. ኣብቲ ጨረታ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ እቲ ተወዳዳሪ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይኸውን።

3. ዘእተውዎ ዋጋ ቅድሚ ቫት ወይ ድሕሪ ቫት ምዃኑ ብግልፂ ክቕመጥ ኣለዎ።

4. ናይ ጨረታ ሰነድ ብኦርጅናልን ኮፕን ኮይኑ ነንበይኑ ተዓሺጉ ክቐርብ ኣለዎ።

5. ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ኣብ 05 ማዓልቲ ንብረቱ ከልዕል ኣለዎ።

መተሓሳሰቢ፦ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ኣድራሻና፦ ኣብ ከባቢ ዋና ጨንፈር ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ ፊት ንፊት ዝርከብ ህንፃ ኤክስፖ ቁ-1 6ይ ደብሪ