https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19346
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ዘይቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 18, 2018 (13 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 20, 2018 09:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 24, 2018 10:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቁፅሪ 3113/226/18

ዕለት 18/06/18

ምልኸታ ፕሮፎርማ/ RFQ25

ናይ ወርሒ የካቲት2018 ዓ/ም/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ዘይቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል።

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

ተ.ቑዝርዝር ዓይነት ንብረት ግልጋሎትዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብርሳ
1ዘይቲ ሞተር15wx4003 ጋሎን
2ዘይቲ መሪ10 ቁፅሪ1 ሊትር
3ዘይቲ ፍሬን10 ቁፅሪ2 ሊትር
4ዘይቲ ዲፍርንሻል140 ቁፅሪ03 ጋሎን
5ዘይቲ ካንቢቤዮ90 ቁፅሪ03 ጋሎን

እንክተሎም መምርሒ

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 18/6/2018 ዓ/ም - ዕለት20/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 09፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 24/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ Block B ዕደጋ ክፍሊ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታምልኽታ ከም ዉዕሊ የገልግል::