https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19334
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት(ኣቕሑት) ንክትዕድግ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 17, 2018 (12 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 20, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 20, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ናይ ጨረታ ምልከታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት(ኣቕሑት) ንክትዕድግ

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግ ፍቃድ ዘሓደሰ::

2 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::

3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 17/06/2018 -20/06/2018 ዓ/ም ይከውን::

4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገለ 20/06/2018 ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 20/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::

6 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ:: 

7 VAT ተመዝገብቲ ዝኾንኩም::