https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19330
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 17, 2018 (12 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 19, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 20, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ናይ ጨረታ ምልኸታ /ፕሮፎርማ 

ወርሒ የካቲት 2018 ዓ/ም

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

1. ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዝሓደስኩም፣

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

ተዝርዝር ዓይነት ንብረትመፍለዪ /Specification/መለክዒ /Unit/በዝሒ /Qty/ነፀላ ዋጋመብርሂ
1ናይ ፕሪንተር ቐለምኦርጅናል 05Aብቁፅሪ10
2ናይ ፕሪንተር ቐለምኦርጅናል 80Aብቁፅሪ05
3ናይ ፕሪንተር ቐለምኦርጅናል 151Aብቁፅሪ20
4ናይ ፕሪንተር ቐለምኦርጅናል 59Aብቁዕሪ10
5ናይ ፕሪንተር ቐለምኦርጅናል 85Aብቁዕሪ05
6ናይ ፕሪንተር ቐለምኦርጅናል HP-Laser 135 - 138 MFPብቁፅሪ01

➢ እንክተሎም መምርሒ፦

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 17/06/ 2018 ዓ/ም - ዕለት 19 /06/ 2018 ዓ/ም ዝፀንሕ ኾይኑ ዕለት 20/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይኸፈት::

5. ዶኸሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ Block- B ዕደጋ ክፍሊ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6 ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዝሓፀረ እዋን ከቕርብ ዝኽእል::

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ መቐለ