https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19329
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ኩኩፍቶ ንቤት ፅሕፈት ናይ ቢል ሶፍትዌር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 16, 2018 (13 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 23, 2018 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ወረዳ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:500
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 24, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ዕዲጊት ሶፍትዌር/

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ኩኩፍቶ ንቤት ፅሕፈት ናይ ቢል ሶፍትዌር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ናይ ሶፍትዌር ሰብሞያ በቲ ዝተዘርዘረ ረቋሒ ክተማልኡ እትኽእሉ ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡ ሕድሕድ ተጫረትቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ግዴታታት

1) ናይ ኸፈልቲ ግብሪ መለለዪ/TN ዘለዎ

2) ናይ ዓመቱ ስራሕ ፍቓድ ዘለዎ

3) ናይ መንግስቲ ይኹን ወልቀ ትካላት ዝሰራሕኹም ምዃንኹ መረዳእታ ዘቕርብ

4) ናይ ስልጠና ሞጁል ከቕርብ ዝኽእል ከምኡ'ውን ጨረታ ሰነድ ብኮፒን ኦርጅናልን ከቕርብ ዝኽእል

5) ጨረታ ሰነድ መግዘኪ ዘይምለስ ብር 500 (ሓሙሽተ ሚኢቲ ብር) እናኻፈልኩም ካብ ዕለት 15/05/2015 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 23/06/2018 ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ኩኩፍቶ ብምውሳድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ዋጋ መሊኡ ናይ ድርጅቱ ማህተምን ፊርማን ዝዓረፎ ብሽም ዝትዓሸገ ፖስታ ናብ ጨረታ ሳንዱቕ ከእቱ ዝኽእል፡፡

8) ጨረታ መኽበሪ ብሊፒኦ ብር 5000 (ሓሙሽተ ሽሕ ብር) ቕድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ምስ ጨረታ ክትሕዝ ዝኽእል።

7) ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 23/06/2013 ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ።

8) ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት 24/06/2018 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡00 ።

9) ጨረታ ስራይ ኣብ ውሽጢ 5' መዓልቲ ናይ ስራሕ ሰዓት ውዕሊ ክኣስር ዝኽእል፡፡ 

10) ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኸፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።