https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19327
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ን ዋርድያታትን ፣ ፅሬትን፣ ዝኾውን ደንቢ ልብሲ ክትዕድግ ሰለዝደለየት::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 16, 2018 (12 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 23, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 23, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ን2ይ ጊዜ ዝወፀ ፕሮፎርማ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ን ዋርድያታትን ፣ ፅሬትን፣ ዝኾውን ደንቢ ልብሲ ክትዕድግ ሰለዝደለየት::

1 ስፉይ ሸሚዝ

2 ካኪ ክዳን

3 ሓፂር ቆርበት ጫማ

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::

2 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ:

3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 16/06/2018 ዓ/ም -23/06/2018 ዓ/ም 

4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገለ 23/06/2018 ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 23/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ ተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::

6 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::