https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19311
ቤት ትምህርቲ ሰውሒ ንጉስ 19 መስርሒ ቦታ ኮንቲነራት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪን ውዕሊ ክኣስርን ስለ ዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 13, 2018 (16 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 20, 2018 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:7000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 20, 2018 05:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ግልፂ ጨረታ

ቤት ትምህርቲ ሰውሒ ንጉስ 19 መስርሒ ቦታ ኮንቲነራት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪን ውዕሊ ክኣስርን ስለ ዝደለየ ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 13/6/2018ዓም ክሳብ ዕለት 20/6/2018ዓም ነቲ መስርሒ ቦታ መፂኹም ብምርኣይ ንሓንቲ ኮንቲኔር ንወርሒ መበገሲ 7000 ብር ሸውዓተ ሽሕ ብር ኾይኑ ዘይምለስ 200 ብር መኽበሪ ሰነድ ብምኽፋል ተወዳደርቲ ናይ መወዳደሪ ዋጋኹም ብስም ብዝተኣሸገ ኢንቨሎፕ ክሳብ ዕለት 2ዐ/6/2018ዓም ሰዓት 5፡oo ኣታዊ ብምግባር ተወዳደረቲ ኣብዘለውሉ 5፡30 ጨረታ ዝኽፈት ምኻኑ እንዳሓበርና እቲ ቤት ትምህርቲ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ በቲ ጨረታ ዘይንግደድ ምኻንና ንሕብር ።

ቁፅሪ ስልኪ 0914542407 ኣድራሻ ንምሕታት