https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19306
ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ዝረ - ሰማእታት መሳርሒ ፅሕፈት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 12, 2018 (18 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 14, 2018 08:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም የካቲት 14, 2018 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ፕሮፎርማ

ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ዝረ - ሰማእታት መሳርሒ ፅሕፈት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከገዝእ ይደሊ ስለዚ ናይ 2018 ዓ/ን ዝተሓደሰ መቕራባይነት ፣ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝፈለክም ሕጋዊ መቕረብትን ቲም ናምበር ዘለኩምን፣ነዚ ሲዒቡ ሰደቓፕሮፍርማ ክትመልኡልና ንሓትት።

ፕሮፎርማ ዝኸፈተኩ እዋን 14/06/2018 ዓ/ም ስዓት 8፡00 ይኸውን

ኣድራሻ 0914018709

ሪዓይነት ኣቅሓዓይነትመዕቀኒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
ብርሳ
1ደስታ ወረቀት 70 ግሪምLaolaብደስጣ
2እስክርቢቶ ሰማያዊ ኦርጅናልLinc offixብቦኮ
3እስክርቢቶ ቀይሕ ኦርጃናልLinc ofixብቦኮ
4ደብተር ባዓል 50 ሉሒ(ባዓል ላስቲክ )Sinar lineብደርዝን
5መስታወሻ

መተሓሳሰቢ ካብ ዝተቀመጠ ዓይነት ፅሕፈት መስራሒ ካሊእ ምምላእ ኣይፍቀድን

፣ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ።