https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1925
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቢሮ አቁሑት :ናይ ዜብራ ቀለም :ኤለክትሮኒክስ: ምሩፅ ሓመድ ምፍራይ ወይዉን ዶዘር ክራይ :ናይ መኪና ጎማን ባትርን :መለዋወጢ አቁሑት መኪና: ህንፃ መሳርሒ: መለዋወጢ አቁሑት ሞተር ሳይክልን :ዕጥቂ ስፖርትን ን 2009 በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ ብግልፂ ጨረታ ክገዝን ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 27, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 6, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 6, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ማሽነሪ ክራይ/

ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝክፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ: ቲን/TIN/ : ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ዘለዎምን :VAT ተመዝገብቲን ናይ ቫት ዲክሌሬሽን ዝቕርብ::

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ካብ ቤት ፅሕፈትና ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናስን ምምሕዳርን ንብረት Â ካብ 26/12/2008 ዓ/ም ጀሚሩ 50.00 ብር ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል

3 ናይ ጨረታ መኽበሪ ንኤለክትሮኒክስ ስፖርት ዕጥቅን ንንሕድሕዱ 3000 ቅርሺ : ንቢሮ አቁሑት ንሞተር ሳይክል መለዋወጢ አቁሑት ዜብራ ቀለምን ንንሕድሕዱ 4000 ቅርሺ ንዶዘር ክራይ ናይ መኪና ጎማን ባትርን ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑትን ህንፃ መሳርሕን ንንሕድሕዱ 15000ቅርሺ ከትሕዝ ዝኽእል ትኽእል

4 ሰነድ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት ንተከላ 6/01/2009 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 06/01/2009 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ Â ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይኽፈት::

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጅናልን ሓደ ኮፒ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል::

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

8 ኣድራሻና ኣጋአዚ ኦፕረሽን ህንፃ ድሕሪ እናዳ ማርያም ቤተ ክርስተያን እዩ::

9 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342408757 ወይ 0344408501 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ::