https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19217
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ መቐለን ከባቢኣን ዝረከቡ ዝተፈላለዩ ቦታታት ወይ ፕሮጀክታታት ናይ ሐለዋ ስራሕ ሕጋዊ ፈቃድን ልምድን ዘለዎም ትካላት ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 4, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 4, 2018 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:500
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 4, 2018 02:35 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ስራሕቲ ሓለዋ/

1 ስለዚ አብ ጨረታ ክተሳተፉ እትደልዩ ተወዳደርቲ ዝርዝር ቦታታት ከተማልዎኦም ዝግብኡ ረቆሒታታት ዝሐዘ ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ካብ ዕለት 05/06/2018 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 04/07/2018 ዓም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 500 ቅርሺ እንከፈሉ ላጪ ካብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዕደጋ ክፍሊ ክትወስዱ ነፍልጥ