https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19185
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ኣብ በጀት ዓምት 2018 ዓም ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝተፈላለዩ እንስሳ መድሓኒት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 2, 2018 (27 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 10, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000
  • ቦታ:ጋንታ አፈሹም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 10, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/

1 ናይ እንስሳ መድሓኒት ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2018 ዓም : ናይ ከፋላይነት ግብሪ መለለይ ቁፅሪ : ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

2 ተወሳኪ እሴታ ታክስ ዝተመዝገበ ከምእዉን ወርሓዊ ዲክሊር ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2018 ዓም ከቅርብ ዝክእል

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ምዉሳድ ይከኣል

4 ተጫረቲ ንዝጫረትዉ ናይ እንስሳ መድሓኒት 10000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ዝተዉሃበ ዝተረጋገፀ ቼክ ብሽም ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ጨረታ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ክትሕዝ ዝክእል

5 ቤት ፅሕፈትና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 ጨረታ ዝረከበሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ምምሕዳር ወረዳ ጋንታ አፈሹም እንትከዉን ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 29/5/2018 ዓም ክሳብ 9/6/2018 ዓም ንተጫረቲ ክፍቲ ይከዉን

7 ጨረታ ዝከፈተሉ ዕለት 10/3/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወክለቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት

8 ሰነድ ጨረታ ምንም ዓይነት ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ዉድቂ ይከዉን

9 ደኩመንት ንፁር ዝኮነ ፎቶ ከፒ ከቅርብ አለዎ : ሚኒማይዝ ደኩመንት ኣይፍቀድን

10 ነብስወከፍ ሰነድ ጨረታ ፊርማን ማሕተም ክህልዎ አለዎ

11 ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ንብስወከፍ ብፖስታ ዓሺጉም ከቅርቡ አለዎም እንተዘይኮይኑ ንዝመፅ ሕቶ ተቀባልነት የብሉን

12 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ወረዳ ጋንታ አፈሹም ከቅርብ ዝክእል

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344452503 / 0914135459