https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19184
ቤት ፅሕፈት አጠቃቀማ ምምሕዳር መሬትን ካደሰተርን ከይዲ ስራሕ አጠቃቅመ መሬት ከተማ ሸራሮ በጀት ዓመት እዚ ሽድሽተ ግዜ ከጫርት ካብ ዝሓዞ ንሳልሳይ ግዜ ብምጭራት ናብ ተጠቀምቲ መሬት ከማሓላልፍ ስለዝደለየ ንክትጫረቱ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 1, 2018 (28 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:ሽራሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መሬትን ሊዝን/

1 ብመደበኛ ጨረታ ፈላማይ ንድርጅት ግልጋሎት ዝዉዕሉ 71 ቦታታት ካልኣይ ንመብሪ ግልጋሎት ዝዉዕሉ 41 ቦታታት ብጠቅላላ ድምር 112 በዝሒ ቦታታት እዚ ጨረታ ብሚድያ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘለዉ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ብዉሽጠ ናብ ቤት ፅሕፈት አጠቃቀማ ምምሕዳር መሬትን ካደሰተርን ክይዲ ስራሕ አጠቃቅመ መሬት ከተማ ሸራሮ እንዳመፃእኩም ሰነድ ጨረታ ክትገዝኡ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳነዱቅ ጨረታ አድላይ ዘበለ ደኩሜንት ብምምላእ ናብ ፖስታ ዓሺግኩም ብምእታዉ ክትጫረቱ ክነፍልጥ ንፈቱ