https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19183
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ንእብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን : ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 1, 2018 (30 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 10, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ 5000 ቅርሺ : ኣቅሑት ሞተር ሳይክል 3000 ቅርሺ
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:150
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 10, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/

1 በቲ ዘፈር ናይዚ ዘመን ዝተሐደሰ ናይ 2018 ዓም ንግዲ ፍቃድ

2 ናይ 2018 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ኮይኑ ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2018 ዓም ሒሰብ ዘወራረደሉ መረዳእታን: ናይ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ከምእዉን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት 2018 ዓም ከቅርብ ዝክእል

3 ካብ ትካልና ክፍሊ ሰራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ክፍሊ ቁፅሪ 22 ካብ ዕለት 25/5/2018 ዓም ክስብ 10/6/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ን 150 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

4 እቲ ጨረታ 10/6/2018 ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ኣብ ዕለት 10/6/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ይከፈት

5 ተጫረቲ ጨረታ መከበሪ ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ 5000 ቅርሺ : ኣቅሑት ሞተር ሳይክል 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብስፒኦ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ከትሕዙ አለዎም

6 ዋጋ ዝተመልእሉ ጨረታ ስነድ ኣብ ልዕሊኡ ሎት ሐደ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ንሎት ክልተ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ብምባል ሐደ ዋናን ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ አለዎም ኣብቲ ዝተዓሸገ ፖስታ ናይ ታጫረታይ ፊርማን ማህትምን ስልኪ ቁፅሪን ክግበረሉ አለዎ

7 ብዝኮነ ምክንያት ዝተሐተትዎ ረቆሒ ዘየማልኡ ነጋዶ ከብ ጨረታ ወፃኢ ይከዉን

8 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ቀበሌ 18 መስመር ጥቃ ቅሳነት ቤት ትምህርቲ ከረክቡ አለዎም

9 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0913200951 / 0987313391