https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19173
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መጋረጃ ጨርቂ ምስ ኣክሰሰሪን መግጠሚኡን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 30, 2018 (29 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 4, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 4, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መጋረጃ ጨርቂ ምስ ኣክሰሰሪን መግጠሚኡን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡

2. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርትፊኬትን II ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ።

3. ሻት ተመዝገብቲ እንተኾንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ክኸውን ኣለዎ፡፡

4. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል።

5. ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ኣብ ውሽጢ 7' መዓልቲ የረክቡ፡፡

6. ፕሮፎርማ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ 30/05/2018 ክሳብ 04/06/2018 ዓ/ም ስዓት 4፡00 ናይ ንጉሆ ይኸውን።

7. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0914-752718 ወይም ብኣካል ብምምፃእ ዓዲ ሓ ጥቓ ገነት መዕደሊ ነዳዲ ኣብ ዝርከብ ትካልና ምርካብ ይከኣል እዩ።

"ምስ ሰላምታ”

ተ/ቑዓይነት ንብረትመፍለይ ቑፅሪመዕቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
ብርሳብርሳ
1ናይ መጋረጃ ጨርቂ ምስ ገበሩሜትሮ201ይ ደረጃ
2መድረቒ ምስ ቀለበቱ ምስ መግጠሚኡሜትሮ401ይ ደረጃ
3ሻተርሜትሮ401ይ ደረጃ
4ቤልትብቑፅሪ021ይ ደረጃ