https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1917
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ፀለምቲ ንዝተፈላለዩ አብያተ ዕዩታት ዝዉዕል ብምደበኛ መንግስቲ በጀትን ብገበርቲ ሰናይ በጀትን መሳርሒ ፅሕፈት : ኤለክትሮኒክስ :ናይ መኪና ጎማን ባትርን :ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑትን ስራሕቲ ሕትመት አጫሪቱ ክዕድግን ከስርሕን ይድሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 26, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 5, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ፀለምቲ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 5, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግበኦም ረቋሕታት ወይ መምርሒ ተጫረቲ

1 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግሲ ፍቃድን ቲን ናምበር ምስክር ወረቀት ዘለዎ ኣብ ናይ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበን ዝተሓቶ መረዳእታ ከቅርበ ዝክእልን

2 ተመዝጋበ ተወሳኬ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ሓምለ 2008 ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ተጫረቲ ንናይ ጨረታ ምክበሪ ንናይ ነብስወከፍ 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ድማ ሕጋዉንቱ ቼክ ወይ እዉን ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ

4 ሰዓሪ ጨረታ ነቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ወረዳ ፀለምቲ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከቅርብ ዝክእል

5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ከፊልካ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ፀለምቲ ቢሮ ቁፅሪ 1 ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይክኣል

6 ዋና ሰነድን ኩሎም መረዳእታት ቅዳሕ ብምግባርን ኣብ ሐደ ፖስታ ብዝተዓሸገ ናይ ሳንዱቅ ጨረታ አታዊ ይግብር

7 እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 5 መስከረም 2008 ዓም ዝፀንሕ ኮይኑ በቲ ዕለት እሱ ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ ሰዓት 5:30 ተጨረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ እንተዘይሃሊዎም እዉን ናይቲ ጨረታ ሕጊ ዘማለእ እንተኮይኑ እቲ ጨረታ ዝክፈት ምካኑ

8 እቲ ከይዲ ስራሕ ጨረታ ምስተከፈተ ከም ኣድላይነቱ ናይቲ ኣቕሓ መጠን ክሳብ 20% ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይኽእል

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0346620282 ወይድማ 0346620221