https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19162
ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ቀረብ ማይ መቐለ ንበጀት ዓመት 2018 ዓም ነቲ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈትን :መሳርሒ ፅሬትን ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 30, 2018 (29 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 13, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:500
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 13, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎም

3 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ

4 ናይ መቅረባይነት መረጋገፂ ወረቀት ምስክር ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ዕደጋ ክፍሊ ቀዳማይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 2 ካብ 29/5/2018 ዓም ክሳብ 13/6/2018 ዓም ንመሳርሒ ፅሕፈት ዘይምለስ 500 ቅርሺ ከምእዉን ንመሳርሒ ፅሬት ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

6 እቲ ጨረታ 13/6/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344407335 / 0921588220