https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19158
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕድጋ ምምሕዳር ንብረትን ዝተፈለላዩ ዘገልግሉ ንብረታት ማለት እዉን ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና : ኣቅሑት ቢሮ ማለት ፈርኒቸር : ኣቅሑት ኮንስትርክሽን :ሃለቅቲ ኣቅሑትን : ብተወሳኪ ዝተፈላለዩ ሓደሽቲ ቀለማትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 30, 2018 (29 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 12, 2018 09:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:8000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 12, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1ተጫረቲ እቲ ዝዉገድ ንብረት ኣብ ዝርከበሉ ቦታ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ብኣካል ብምቅራብ ብምምፃእ ምርኣይ ዝከኣለ ምኮኑ ክፈልጡ አለዎም

2 ተጫረቲ ናይ ዝዉገድ ንብረት ዋጋ አብ ሰነድ ጨረታ ብምምላእ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናይቲ ተወዳዳራይ ሽም ክታምን አድራሻን ከስፍሩ አለዎም

3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዝዉገድ ንብረት ካብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ብዳይሬክቶሪት ዕደጋ ምምሕዳርን ጉጅለ ምምሕዳር ንብረት እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሮም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይክእሉ

4 መከበሪ ዉሕስና ጨረታ ብስፒኦ ወይ ብዝተፈለጠ ባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይድማ ብጥር ገንዘብ 8000 ቅርሺ ከትሕዙ አለዎም

5 እዚ ምልክታ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 28/5/2018 ዓም ክሳብ 12/6/2018 ዓም ይከዉን

6 ጨረታ ዝዕፀወሉ 12/6/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት እንተዘይተረኪቦም ግን እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

7 ተጫረታይ ሰዓራይ ምካኑ መስተነፀረ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ናይ ሰራሕ መዓልቲ ናይቲ ዝዉገድ ንብረት ኣታዊ ብምግባር እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ አብ ዉሽጢ ሐደ ወርሒ ክወስድ ዝክእል ክከዉን አለዎ

8 እቲ ቤት ዕዩ ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344402420