https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19124
ቀዳማይ ወያነ ገዛ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዘለው ናይ ተኸሊ ቦታታት /ግሪን ኤርያ / ንኽለምዕ ኣትክልቲ ብምልማዕ ልምዲ ዘለኩምን ክትሰርሑ እትደልዩን ኣወዳዲሩ ከካሪ ስለዝደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 27, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 7, 2018 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም የካቲት 7, 2018 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/

ምልክታ ጨረታ

ቀዳማይ ወያነ ገዛ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዘለው ናይ ተኸሊ ቦታታት /ግሪን ኤርያ / ንኽለምዕ ኣትክልቲ ብምልማዕ ልምዲ ዘለኩምን ክትሰርሑ እትደልዩን ኣወዳዲሩ ከካሪ ስለዝደሊ

ኣብ መንጎ ብሎክ ለን ረን: ሐንረን : ሀን ረን

ንሕድ ሕድ ሓምለዋይ ቦታ /ግሪን ኤርያ/ ብምልማዕ ንወርሒ እቲ ዝኸፍልዎ ኪራይ ብምጥቓስ ካብ 27/5/2018ዓ/ም ክሳብ 07/6/2018 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ኣብ ዘሎ ግዜ ብፅሑፍ ክተቕርቡ ከምትኽእሉን ጨረታ ዝኸፈተሉ 7/6/2018 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ምዃኑ ንገልፅ::