https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19110
ክፍሊ ዕደጋ ቢሮን ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2018 ዓም በጀት ንፊኖ ዝከዉን ፅሬቱ ዝሐለወ ደረቅ ጥረ ስርናይ : ዘይቲ ብልዒ : ሽኮር : ዓተር ክክዕ በቢሮ ዝቀርብ ሳምፕል መሰረት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 26, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 30, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጥሪ 30, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኣቅርቦት ምግቢ /

ብድምፂ ወያነ ዝተጋወሐሉ ዕለት 26/5/2018 ዓም እዩ

1ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ዘለኩም

2ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም ምካንኩም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ ሰርተፊኬት ( ቲን) : ናይ መቅረባይነት ፈቃድ ዘለኩምን

4 ብምካኑ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ዝሐዘ ሰነድ ንሕድሕድ ብር 300 ብምክፋል ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን እዚ ጨረታ ፃዉዒት ካብ ዝተገበረሉ ዕለት 15/5/2018 ዓም ክሳብ 30/5/2018 ዓም ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ በቲ ቢሮ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክተእትዉ ከም እትክእሉ ይገልፅ

5 እዚ ጨረታ 30/5/2018 ዓም ረፋድ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ረፋድ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቲ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344 408912 / 0920426802 / 0914008595