https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19102
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ Expertise france : መኪና ክራይ ብ proforma ክትካረ ትደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 22, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 25, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 25, 2018 04:35 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/

ምልክታ ፕሮፎርማ

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ Expertise france : መኪና ክራይ ብ proforma ክትካረ ትደሊ

ነጋዶ ዘማልእዎ ረቃሓታት

8. ናይ ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ

9. ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (TIN NO) ከቅርብ ዝክእል

1ዐ. ናይ ቫት ተመዝጋቢ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

11. ካብ ናይ ባዕልና ስፔሲፊኬሽን ወፃኢ ምቕራብ አይፍቀድን

12. አብቲ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ካብቲ ይኹን ፕሮፎርማ ይስረዝ

13. ዝወፀ ስፐሲፊኬሽን ዘይተረደኦ ተጫራቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ ምርዳእ ይከአል፡፡

14. ተጫረቲ ምስ ሰዓሩ ሰርቪስ ዝገበራ አይሱዚ ብምቕራብ ኣብ ዝተፀዉዕዎ ግልጋሎት ክህቡ ምግባር

8. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 22/05/2018 ዓ/ም - 25/05/2018 ዓ/ም ይኸውን::

9. ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት 25/05/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይኽፈት

1ዐ. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ · ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::

11. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

N.B ንተወሳኪ ሓበሬታ ናይ ማድኣት ዌብ ሳይት ፌስቡክ ፔጅ 
Website: https://watigray.org
Facebook link: Tigray-Women-Association-Official