https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19089
ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መካይን መለዋወጥ ኣቁሒት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 20, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 22, 2018 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 22, 2018 06:10 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ዕለት 20/05/2018

ቁፅሪ ፕሮፎርማ 12

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ናይ መካይን መለዋወጢኣቁሑት ብፕሮፎርማ መቕረቢ

ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።

1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 20/05/2018 ክሳብ ዕለት 22/05/2018 6፡00 ቀድሚ ሰዓት ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር።

2. ተወዳደረቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት ኣብ ስቶርኩም ምህላዉ ብምርግጋፅ አብ ወሽጢ 5 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልናን እናገለፅና ኣብ መኽዘንኩም ምሕላዉ ከተረጋግፁ ንሕብር።

3. እዚ ፕሮፈርማ እዙይ አብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከምሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።

4. ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ካብ 2018 ዓ/ም ጀሚሩ ዘሐደሰ፣ ቲን ሰርቲፊኬትን /Tin/ መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ንሕብር ።

5. እዚ ፕሮፎርማ ብኸፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምዝራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡

ተ/ቁዝድለ ዓይነት ንብረት Materialመፍለይ ቁፅሪኦርጅናልመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ቦልጄይንት ኣፐርኮብራ ብሸፍቱኦርጅናል 1ይ ደረጃብቁፅሪ02
2ፕሮፕራል ሻፍት ድሕሪትናይ ኮራ ብሸፍቱ| ኦርጅናል 1ይ ደረጃብቁፅሪ01
3ፊዩል ፌሊተር ሃንድ ፓይፕናይ ኮራ ብሸፍቱኦርጅናል 1ይ ደረጃብቁፅሪ01
4ቶርኮሮድ ቡሺንግናይ ኮራ ብሸፍቱኦርጅናል 1ይ ደረጃብቁፅሪ04

ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ

ሽም

ፊርማ

ኣድራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5

ጥቃ ደደቢት ስ.ቁ 0344401875